ባህላዊ መሳርሒ ሕርሻ፣ ናውቲ ገዛን ናይ ህንጻ ኣቑሑት ካብ ሓፂነ መፂን ዘፍርዩ ሰብሞያ ኢደ ጥበብ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ካብ ማሕበረሰብ ይግለሉ፣ ይስደዱ፣ ይወቅዑ ብተወሳኺ ድማ ከቢድ ቅትለት ...
UN human rights chief Volker Turk told an emergency meeting of the Human Rights Council that he was deeply disturbed by the ...
"ሞያ ቴክኖሎጂ" ዝዀነ ኣማኻሪ ስራሓት ቴክኖሎጂ ሙሴ ሃይለ፡ ብዛዕባ ብሎክቸይን ክሪፕቶካረንሲን መብርሂ ንኽህበና ናብ ስቱድዮና ዓዲምና ኣዘራረቢናዮ ኣሎና። ኣቶ ሙሴ፡ ዕደና ክሪፕቶካረንሲ፡ ብሕልፊ ...
ብመሰረት ሓበሬታ ሮይተርስ፡ ሰራዊት ሩስያ ኣብ ምብራቕ ዩክሬን እትርከብ ብማዕድን ከሰል ሃብታም ዝዀነት ቶረትስኪ እትብሃል ከተማ ሎሚ ዓርቢ ተቖጻጺሩ ኣሎ። ኣብዚ ጉዳይ ሚኒስትሪ ምክልኻል ዩክሬን ...
ሓደ ኣብራሪን ትሽዓተ ተሳፈርቲን ሒዛ ኣብ ኣላስካ ንፍቀ-ክቢ ኣርክቲክ እትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት፡ ሓሙስ ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ ምስ ተሰወረት ኣሰራ ንምርካብ ድልያ ይቕጽል ኣሎ። እታ ነፋሪት ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ብሓሙስ ኣብ ልዕሊ ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን ናይ ቍጠባን መገሻን እገዳ ኣንቢሩ። ፕረዚደንት ትራምፕ እቲ መጋብኣያ ኣንጻር ኣመሪካውያንን መሓዙት ኣመሪካን ዘይፍትሓዊ ...
ሎሚ ሓሙስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝተረኽቡ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ሃይማኖት ኣብቲ ዝተዳለወ ስነ-ስርዓት ጸሎት ድሕሪ ምብጻሕ ንምእመናንን ንተዋጋእቲ ወገናት እታ ሃገር ...
(UNAIDS) ፡ ድሕሪ ምቍራጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመሪካ ከቢድ ክፍተት ከጋጣሞ ምዃኑ ናይቲ ትካል ጨንፈር ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣስታት 503-ሽሕ ዜጋታት ተጠቀምቲ መናውሒ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ መዝነት ካብ ዝምለሱ ንኻልኣይ ጊዜ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘካይዱዎ ርክብ ምስ መራሒ ወጻኢ ሃገር፡ ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ጃፓን ሺገሩ ኢሺቢ ተራኺቦም ከም ዝዘራረቡ ኣገልግሎት ...
ኣብ ሽወደን ትማሊ ሰሉስ ሓደ ዕጡቕ ኣብ ልዕሊ ዓበይቲ ተመሃሮ ዝመሃሩሉ ቤት ትምህርቲ ብዝፈነዎ ናይ ኣድራጋ ተዅሲ፡ ንነብሱ ዝሓወሰ 11 ሰባት ቀቲሉ ኣሎ። ኣብ ሽወደን እዚ ልሙድ ተርእዮ ኣይኰነን። ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሰኑይ ምስ መራሕቲ ካናዳን መክኪኮን ኣብ ጉዳይ ወሰኽ ግብሪን ካልእ ጸጥታዊ ጉዳያትን ድሕሪ ምዝርራቡ፡ እቲ ሰሉስ ተግባራዊ ክኸውን ተመዲቡ ዝነበረ ናይ 25% ወሰኽ ...
ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንህዝቢ ክልል ትግራይን ሊሂቃንን ብዝብል ዘሕለፍዎ መልእኽቲ “ንህዝቢ ናብ ሻቕሎት ዘእተወ’ዩ ክብላ፡” ሓላፊት ቤትፅሕፈት ህወሓት ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ...